Dr Meskela Kidu Source: Dr Meskela Kiduዶክተር መስቀላ ኪዱ እያ ትበሃል። ኣብ ማህጸን ኣዲኣ ከላ፡ ወለዳ ምስዘይትፈልጦ ሰብ ኣሕጽዮማ። ምስተወልደት ኣብ ሻድሻይ ዓመታ ንዘመዳ ከተሰኒ ተባሂሉ ብዘይ ናውቲ ትምህርቲ ናብ ስኳላ ክትመላለስ ተገብረ። ብልሓን ድልየት ትምህርታን ዝረኣዩ መማህራን ናይ ዘመዳ፡ መምሃሪ ነገራት ኣቕረቡላ። ትምህርቲ ንኸይትመሃር ዝነበረ ሓጹር ድኽነት፡ ምስግዳድ ምምርዓው ኣብ ንእስነታን ካል እን ሰጊራ፡ ዓበይቲ ዓወታት ሓፊሳ ብናይ ሕክምና ዶክተር ጥራይ ዘይኮነስ ብብሉጽ ነጥቢን ዓበይቲ ስልማታትን ጨቢጣ ተመሪቓ። ብምኽንያት 8 መጋቢት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ታሪኽ ዶክተር መስቀላ ኣካል መደብና ኮይኑ ኣሎ።
ዶክተር መስቀላ ኪዱ እያ ትበሃል። ኣብ ማህጸን ኣዲኣ ከላ፡ ወለዳ ምስዘይትፈልጦ ሰብ ኣሕጽዮማ። ምስተወልደት ኣብ ሻድሻይ ዓመታ ንዘመዳ ከተሰኒ ተባሂሉ ብዘይ ናውቲ ትምህርቲ ናብ ስኳላ ክትመላለስ ተገብረ። ብልሓን ድልየት ትምህርታን ዝረኣዩ መማህራን ናይ ዘመዳ፡ መምሃሪ ነገራት ኣቕረቡላ። ትምህርቲ ንኸይትመሃር ዝነበረ ሓጹር ድኽነት፡ ምስግዳድ ምምርዓው ኣብ ንእስነታን ካል እን ሰጊራ፡ ዓበይቲ ዓወታት ሓፊሳ ብናይ ሕክምና ዶክተር ጥራይ ዘይኮነስ ብብሉጽ ነጥቢን ዓበይቲ ስልማታትን ጨቢጣ ተመሪቓ። ብምኽንያት 8 መጋቢት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ታሪኽ ዶክተር መስቀላ ኣካል መደብና ኮይኑ ኣሎ።