"ኣስመራ፡ ካብ ኣርባዕተ ዓድታት ናብ ቦታ ቅርስታት ዓለም" ዕላል መጽሓፍ ምስ ዶ/ር መሓመድ፡ ኣቶ ነጋሽን ኣቶ ጀላልን

Source: Jelal, Negash, Mohamed Kheir
ብስእልን ጽሑፍን ዝተደገፈ ብ 4 ቋቋታት፡ ቀዳማይ ክፋል ኣማዓባብላ ከተማ ኣስመራ ካብ 1890-1938 ዘርኢ መጽሓፍ ተዳልዩ ኣብ ዕዳጋ ብዛዕባ ዝቐረበ መጽሓፍ ምስ ኣዳለውቲ እታ መጽሓፍ ዝኾኑ ዶ/ር መሓመድ ኪያር፡ ነጋሽ ኣስፍሃን ጀላል ያሲን ኣበራን ዝተገብረ ዕላል። በዚ ዕላል ኣቢሉ ድማ ጽባቐን መነባብሮ ኣስመራን ተዳህሲሱ ኣሎ። ASMARA أسمرة ኣስመራ «da 4 villaggi a sito del patrimonio mondiale UNESCO» From 4 villages to a UNESCO’s World Heritage Site من ٤ قرى صغيرة لـقائمة التراث العالمى ካብ ኣርባዕተ ዓድታት ናብ ቦታ ቅርስታት ዓለም Part I ስእላዊ መርኣያ ቀዳማይ ክፋል ፡Pictorial view 1890 – 1939
Share