Source: SBS Tigrinyaመንእሰያት ዝመሃርዎ ዓይነት ትምህርቲ ብኸመይ ክመርጹ ኣለዎም? ንስለ ትምህርቲ ኢልካ ዶ ንስራሕ ኢልካ ምምሃር ይበልጽ? እቶም ዝበዝሐ ጻዕርን ነጥብን ዝሓቱ ዓይነታት ትምህርቲ ኣየኖት እዮም? ስራሕ ዘይርክበሉን ዝርከበሉን ዓይነታት ትምህርቲ ኣሎ ድዩ? ወለደይ ኣብ ትምህርተይን ኣብ ውሳነ መጻኢ ህይወተይን ብኸመይ ክዋስኡ ይኽእሉ? መልሲ ካብ ዶክተር ሳላሕ ጅምዕ መምህር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሞናሽ
መንእሰያት ዝመሃርዎ ዓይነት ትምህርቲ ብኸመይ ክመርጹ ኣለዎም? ንስለ ትምህርቲ ኢልካ ዶ ንስራሕ ኢልካ ምምሃር ይበልጽ? እቶም ዝበዝሐ ጻዕርን ነጥብን ዝሓቱ ዓይነታት ትምህርቲ ኣየኖት እዮም? ስራሕ ዘይርክበሉን ዝርከበሉን ዓይነታት ትምህርቲ ኣሎ ድዩ? ወለደይ ኣብ ትምህርተይን ኣብ ውሳነ መጻኢ ህይወተይን ብኸመይ ክዋስኡ ይኽእሉ? መልሲ ካብ ዶክተር ሳላሕ ጅምዕ መምህር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሞናሽ