SKIP TO MAIN CONTENT

"ብለውጢ ክሊማ ክመጽእ ዝኽእል ናይ ዓለም መግደራ ሳይንስ ኣረጋጊጽዎ እዩ።" ዶ/ር ሳላሕ ጅምዕ

Interview Tigrinya
Source: Supplied

ኣብዚ ቕነ መራሕቲ ዓለምን ተጣበቕቲን ብዛዕባ ለውጢ ክሊማን ን ዓለምና ኣንጸላልይዋ ዘሎ ኩነታትን ክዝትዩ ቀንዮም ኣለዉ። ነዚ ምክንያት ብምግባር፡ ለውጢ ክሊማ እንታይ እዩ? ኣብ ዓለም ተፈጢሩ ዘሎ ዋዒ ሓደገኛነቱ ክሳብ ክንደይ ሕሱም እዩ? መራሕቲ ዓለም ዝገብርዎም ስምምዓዓትን ዉዑላትን እናትይ ይመስሉ ዝብሉን ምስዚጉዳይ ዝተሓሓዝ ሓሳባትን ናይዚ ዓውዲ ኪኢላ ዝኾነ ዶክተር ሳላሕ ጅምዕ ካብ ሞናሽ ዩኒቨርሲቲ መብርሂ ሂቡ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ቕነ መራሕቲ ዓለምን ተጣበቕቲን ብዛዕባ ለውጢ ክሊማን ን ዓለምና ኣንጸላልይዋ ዘሎ ኩነታትን ክዝትዩ ቀንዮም ኣለዉ። ነዚ ምክንያት ብምግባር፡ ለውጢ ክሊማ እንታይ እዩ? ኣብ ዓለም ተፈጢሩ ዘሎ ዋዒ ሓደገኛነቱ ክሳብ ክንደይ ሕሱም እዩ? መራሕቲ ዓለም ዝገብርዎም ስምምዓዓትን ዉዑላትን እናትይ ይመስሉ ዝብሉን ምስዚጉዳይ ዝተሓሓዝ ሓሳባትን ናይዚ ዓውዲ ኪኢላ ዝኾነ ዶክተር ሳላሕ ጅምዕ ካብ ሞናሽ ዩኒቨርሲቲ መብርሂ ሂቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now