SKIP TO MAIN CONTENT

“ኤርትራዊ ነባሪ ሮማ ብጎቦ ዓይኑ ጠሚቱና’ዩ ዝሓልፍ ዘሎ፡፣” ኣብ ጎልጎል ሮማ ተጓሒፎም ካብ ዘለዉ ስደተኛታት።

Eritrean Asylum seekers in Rome (
Eritrean Asylum seekers in Rome ( Source: Eritrean Asylum seekers in Rome (

ኣስታት 400 ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያንን ስደተኛታት ንሓያለ ዓመታት ኣብ ሓደ ህንጻ ክነብሩ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብዚ ቅንያት ምሉእ ዕጥቂ ምስ ሂሊኮፕተር ተደጊፎም ሰራዊት ጥልያን ብለይቲ ካብቲ ህንጻ ክወጹ ኣገዲዶሞም ኣለዉ። ኣብ ጎልጎል ተደርብዮም ድማ ናብ ዘብልዎ ሲኢኖምን ኣብ ምቕብሕባሕ ከምዘለዉን ግዳያት ኣዘራሪብና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ እዩ። እዞም ስደተኛታት ብኸመይ ኣብዚ ህንጻ ክነብሩ ጸኒሖም? ኣብዚ እዋን ንምንታይ ብሓይሊ ክወጹ ተገይሮም? ኩነታቶም እንታይ ይመስል ኣሎ? ነዚን ካልእን ሕቶታት ሓደ ካብ ግዳያት ዝኾነ ክብሮም ተስፋምሕረት ገሊጹልና ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣስታት 400 ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያንን ስደተኛታት ንሓያለ ዓመታት ኣብ ሓደ ህንጻ ክነብሩ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብዚ ቅንያት ምሉእ ዕጥቂ ምስ ሂሊኮፕተር ተደጊፎም ሰራዊት ጥልያን ብለይቲ ካብቲ ህንጻ ክወጹ ኣገዲዶሞም ኣለዉ። ኣብ ጎልጎል ተደርብዮም ድማ ናብ ዘብልዎ ሲኢኖምን ኣብ ምቕብሕባሕ ከምዘለዉን ግዳያት ኣዘራሪብና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ እዩ። እዞም ስደተኛታት ብኸመይ ኣብዚ ህንጻ ክነብሩ ጸኒሖም? ኣብዚ እዋን ንምንታይ ብሓይሊ ክወጹ ተገይሮም? ኩነታቶም እንታይ ይመስል ኣሎ? ነዚን ካልእን ሕቶታት ሓደ ካብ ግዳያት ዝኾነ ክብሮም ተስፋምሕረት ገሊጹልና ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now