SKIP TO MAIN CONTENT

ቃለ መሕትት SBS ትግርኛ ምስ ወ/ሮ ሶፊያ ተስፋማሪያም

Interview Tigrinya
Source: SBS, Ghideon

ኣብዚ ቃለ መሕትት፡ ሶፊያ ተስፋማሪያም መን እያ? ካብ ንእስነት ክሳብ ዕብየት ኣብ ፖለቲካ ኤርትራ ብኸመይ ኣትያን ናብዚ ዘላቶ ደረጃን በጺሓን ምስ ኤልሳ ጭሩም ዝምድናኣ እንታይ እዩ? ምስ መርበብ ሓበሬታ ዓዋተ ዶት ኮም ዝነበራ ናይ ቤት ፍርዲ ውጥጥ እንታይ እዩ? ንዓሊ ዓብዱ ልኡኽ ወያነ እዩ ንምንታይ ኢላቶ? ፖለቲካ ኤርትራ ብዓይና ሃገራዊ ኣገልግሎትን ስደት መንእሰያት ኤርትራን መሕወዪ ግብሪ 2% መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ምንታይ የውዕሎ? ንፕረሲደንት ኢሳያስ ከመይ ትገልጾ? ካልእን ኣብዚ ተመሊሱ ኣሎ። እዚ ቃለ መሕትት ወይዘሮ ሶፎያ ተስፋማርያም ናብ ኣውስትራሊያ መጺኣትሉ ኣብ ዝነበረት ዝተገብረ ኮይኑ፡ ሎሚ ናይ ኤርትራ ወኪል ኣብ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኮይና ብምሻማ ምኽንያት ብምግባር ዳግማይ ናብ ሰማዕቲ ነብሎ ኣለና።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ቃለ መሕትት፡ ሶፊያ ተስፋማሪያም መን እያ? ካብ ንእስነት ክሳብ ዕብየት ኣብ ፖለቲካ ኤርትራ ብኸመይ ኣትያን ናብዚ ዘላቶ ደረጃን በጺሓን ምስ ኤልሳ ጭሩም ዝምድናኣ እንታይ እዩ? ምስ መርበብ ሓበሬታ ዓዋተ ዶት ኮም ዝነበራ ናይ ቤት ፍርዲ ውጥጥ እንታይ እዩ? ንዓሊ ዓብዱ ልኡኽ ወያነ እዩ ንምንታይ ኢላቶ? ፖለቲካ ኤርትራ ብዓይና ሃገራዊ ኣገልግሎትን ስደት መንእሰያት ኤርትራን መሕወዪ ግብሪ 2% መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ምንታይ የውዕሎ? ንፕረሲደንት ኢሳያስ ከመይ ትገልጾ? ካልእን ኣብዚ ተመሊሱ ኣሎ። እዚ ቃለ መሕትት ወይዘሮ ሶፎያ ተስፋማርያም ናብ ኣውስትራሊያ መጺኣትሉ ኣብ ዝነበረት ዝተገብረ ኮይኑ፡ ሎሚ ናይ ኤርትራ ወኪል ኣብ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኮይና ብምሻማ ምኽንያት ብምግባር ዳግማይ ናብ ሰማዕቲ ነብሎ ኣለና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now