Hamza Abdelkadir Source: Hamza Abdelkadirደራሲ ናይ ዝተፈላልዩ ናይ መድረኽ ድራማታት መድረኽ፡ ኮስትዩም ዲዛይነርን ሜክኣፕን፡ ሰኣላይን እዩ፡ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ናይ ፈለማ ናይ መድረኽ ድራማ ደሪሱ ንምርኢት ዘቕረበ እዩ፡ ንፍርያቱ ፈተውቱ ኣብ ኤርትራን ወጻእን ብዙሓት ኣስተማቒሮሞ፡ መደብ ሞዛይክ ባህሊ ነዚ ዓቢ ኣርቲስት ጋሻኣ ጌራቶ ኣላ።
ደራሲ ናይ ዝተፈላልዩ ናይ መድረኽ ድራማታት መድረኽ፡ ኮስትዩም ዲዛይነርን ሜክኣፕን፡ ሰኣላይን እዩ፡ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ናይ ፈለማ ናይ መድረኽ ድራማ ደሪሱ ንምርኢት ዘቕረበ እዩ፡ ንፍርያቱ ፈተውቱ ኣብ ኤርትራን ወጻእን ብዙሓት ኣስተማቒሮሞ፡ መደብ ሞዛይክ ባህሊ ነዚ ዓቢ ኣርቲስት ጋሻኣ ጌራቶ ኣላ።