SKIP TO MAIN CONTENT

“ህዝባዊ ግምባርን ህዝቢ ኤርትራን ነጻጺልካ ዘይረኣዩ ኣካላት እዮም፡” ዳኒኤል መሓሪ። “ኤርትራ ህዝባን ካብ ህዝባዊ ግምባር ይዓብዩ።” ሑሴን ዓ/ዋስዕ

Interview SBS Tigrinya
Source: AAP

ቀዳማይ ክፋል ዘተ፡ ኣብ መንጎ ክልተ ዝተፈላለዩ ፖለቲካዊ ኣረኣእያ ዘለዎም ኤርትራዊያን ዝኾኑ ኣቶ ዳኒኤል መሓሪ ካብ ኣመሪካን ኣቶ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ካብ ኣውስትራሊያ። ካብ ዝተላዕሉ ነጥቢታት፣ ተቓወምቲን ደገፍቲን መንግስቲ፡ ስምምዕ ኢትዮ-ኤርትራን ስምዒት ህዝቢን፡ ቅዋም፡ እሱራት፡ ጠለባት ህዝቢ ኤርትራ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀዳማይ ክፋል ዘተ፡ ኣብ መንጎ ክልተ ዝተፈላለዩ ፖለቲካዊ ኣረኣእያ ዘለዎም ኤርትራዊያን ዝኾኑ ኣቶ ዳኒኤል መሓሪ ካብ ኣመሪካን ኣቶ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ካብ ኣውስትራሊያ። ካብ ዝተላዕሉ ነጥቢታት፣ ተቓወምቲን ደገፍቲን መንግስቲ፡ ስምምዕ ኢትዮ-ኤርትራን ስምዒት ህዝቢን፡ ቅዋም፡ እሱራት፡ ጠለባት ህዝቢ ኤርትራ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now