ድሕርቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኒውዚላንድ ከተማ ክራይስቸርች ዝተፈጸመ ቅትለት 50 ሰባት ኣብ መስጊድ፡ ዝተፈላለዩ ግብረ መልሲታት ይቐርብ ኣሎ። ካብ ማሕበረ ሰብ ኤርትራዊያን ኡስታዝ ሑዜን፡ እቲ ፍጻመን ኣብ ማሕበረሰብ ኣውሪድዎ ዘሎ ስግኣትን ስክፍታን፡ ሰነተር ፍረዘር አኒን ዝሃቦ ርእይቶን ሳዕቤኑን፡ ብሓፈሻ ግብረ ሽበራን ሳዕቤኑን ተንቲኑ ኣሎ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

