Source: EriTvናይ ኤርትራ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ኣብ ተለቪዥን ኤርትራ ቀሪቡ ቃለ መሕትት ከይገበረ ድሕሪ ምጽናሕ ትማሊ ሚሸት ምስ ናይ ዉሽጢ ጋዜጠኛታት ብዛዕባ ዝምድና ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ኩነታት ኢትዮጵያን፡ ሱዳንን ዞባዊ ዛዕባታትን ሰፊሕ ቃለ መሕትት ጌሩ ኣሎ።
ናይ ኤርትራ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ኣብ ተለቪዥን ኤርትራ ቀሪቡ ቃለ መሕትት ከይገበረ ድሕሪ ምጽናሕ ትማሊ ሚሸት ምስ ናይ ዉሽጢ ጋዜጠኛታት ብዛዕባ ዝምድና ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ኩነታት ኢትዮጵያን፡ ሱዳንን ዞባዊ ዛዕባታትን ሰፊሕ ቃለ መሕትት ጌሩ ኣሎ።