SKIP TO MAIN CONTENT

ዕላል ምስቲ ካብ ዓለም ዝነውሐ ጎቦ አቨረስት ዝደየበ፡ ክብሮም ኣበዶም

Interview with Kbrom Abedom
Source: SBS Tigrinya

በረኻታትን ጎቦታትን ኣውስታርሊያ ጠሓሒሱ ዘይረወየ ኣብ ኒውዚላንድ ዝርከብ ዝነውሐ ጎቦ ሓዂሩ ዘይጸገበ ነባሪ መልበርን ክብሮም ኣበዶም፡ ናይ ዓለምና ዝነውሐ ጎቦ አቨረስት ብምድያብ ታሪኽ ዝሰርሐ እዩ። መዓልታዊ 12 ኪሎመተር ብእግሩ ምጉዓዝ ዝፈቱን ኣብ መዓልታት ዕረፍቱ፡ ቦታታት ተጓዒዙ ጣሻታትን ጎቦታትን ዝጠሓሕስ ክብሮም፣ ተመኩሮኡ ኣካፊሉና ኣሎ፡ ኣብዚ ብምጥዋቃቕ ንህይወት ጠቓሚ ተመኩሮ ክስማዕ ይከኣል እዩ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

በረኻታትን ጎቦታትን ኣውስታርሊያ ጠሓሒሱ ዘይረወየ ኣብ ኒውዚላንድ ዝርከብ ዝነውሐ ጎቦ ሓዂሩ ዘይጸገበ ነባሪ መልበርን ክብሮም ኣበዶም፡ ናይ ዓለምና ዝነውሐ ጎቦ አቨረስት ብምድያብ ታሪኽ ዝሰርሐ እዩ። መዓልታዊ 12 ኪሎመተር ብእግሩ ምጉዓዝ ዝፈቱን ኣብ መዓልታት ዕረፍቱ፡ ቦታታት ተጓዒዙ ጣሻታትን ጎቦታትን ዝጠሓሕስ ክብሮም፣ ተመኩሮኡ ኣካፊሉና ኣሎ፡ ኣብዚ ብምጥዋቃቕ ንህይወት ጠቓሚ ተመኩሮ ክስማዕ ይከኣል እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now