SKIP TO MAIN CONTENT

“ከሰስትን ፈረድቲን ባዕሎም፡ ኣሰርቲን ተማጎቲን ዕርቂ ኣወጅቲን ባዕሎም ክኾኑ ኣይክእሉን’ዩም።” ቀሺ ፕሮፌሶር ኣትናቴዎስ

Athanasius Ghebre-Ab
Athanasius Ghebre-Ab Source: Athanasius Ghebre-Ab

ሳልሳይ ፓትርያርክ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣቡነ እንጦንዮስ ድሕሪ ናይ 11 ዓመታት ማሕዩር ንፈለማ ግዜ ፡ ኣብዚ ቅንያት ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ርእሰ-ኣድባራት ቤ/ክ ቅድስት ማርያም ቤተ ክርስትያን ኣብ ቅዳሴ ከምተራእዩን ዕርቂ ከምዝወረደን ተገሊጹ ኣሎ። ብዛዕባዚ ጉዳይ መብርሂ ክህቡና ንሓላፊ ዝምድናታት ወጻኢ ቀኖናዊ ሃገረ ስብከት ናይ ሰሜን ኣመሪካ፡ ኣውሮጳን ማእከላት ምብራቕን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ፡ ቀሺ ፕሮፌሶር ኣትናቴዎስ ገብረ-ኣብ ኣዘራሪብና ኣለና ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣልዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሳልሳይ ፓትርያርክ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣቡነ እንጦንዮስ ድሕሪ ናይ 11 ዓመታት ማሕዩር ንፈለማ ግዜ ፡ ኣብዚ ቅንያት ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ርእሰ-ኣድባራት ቤ/ክ ቅድስት ማርያም ቤተ ክርስትያን ኣብ ቅዳሴ ከምተራእዩን ዕርቂ ከምዝወረደን ተገሊጹ ኣሎ። ብዛዕባዚ ጉዳይ መብርሂ ክህቡና ንሓላፊ ዝምድናታት ወጻኢ ቀኖናዊ ሃገረ ስብከት ናይ ሰሜን ኣመሪካ፡ ኣውሮጳን ማእከላት ምብራቕን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ፡ ቀሺ ፕሮፌሶር ኣትናቴዎስ ገብረ-ኣብ ኣዘራሪብና ኣለና ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣልዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now