Credit: Beyene Weldegiorgisአቶ ክብሮም ከበዶም ኣብ 1989 ኣብ ዝተፈላለዩ በረኻታትን ጫካታትን ኣውስትራሊያ ጉዕዞ ብእግሪ ንምግባር'ዩ ካብ ስዊድን ናብ መልበርን ምስ መጸ ኣብዚ ተሪፉ። ንልዕሊ 30 ዓመታት ካብ በረኻታት ኣውስትራሊያ ክሳብ ጎቦ ኢቨረስት ናይ ነፓል፡ ካብ ጫካታት ኒውዚላንድ ክሳብ በረኻታት ኣፍሪቃ ኣብ ምዛር የሕልፎ ኣሎ። እቲ ዝገብሮ ንጥፈት ኣብ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣዊን ብሓፈሻ ድማ ኣብ ሕጉስ ህይወት እንታይ ፍረ ረኺብሉ፧ ካልኦት ሰባትከ ኣሰሩ ክስዕቡ እንታይ ክገብሩ ይኽእሉ፧ ኣዕሊሉና ኣሎ።
Published
Updated
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
አቶ ክብሮም ከበዶም ኣብ 1989 ኣብ ዝተፈላለዩ በረኻታትን ጫካታትን ኣውስትራሊያ ጉዕዞ ብእግሪ ንምግባር'ዩ ካብ ስዊድን ናብ መልበርን ምስ መጸ ኣብዚ ተሪፉ። ንልዕሊ 30 ዓመታት ካብ በረኻታት ኣውስትራሊያ ክሳብ ጎቦ ኢቨረስት ናይ ነፓል፡ ካብ ጫካታት ኒውዚላንድ ክሳብ በረኻታት ኣፍሪቃ ኣብ ምዛር የሕልፎ ኣሎ። እቲ ዝገብሮ ንጥፈት ኣብ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣዊን ብሓፈሻ ድማ ኣብ ሕጉስ ህይወት እንታይ ፍረ ረኺብሉ፧ ካልኦት ሰባትከ ኣሰሩ ክስዕቡ እንታይ ክገብሩ ይኽእሉ፧ ኣዕሊሉና ኣሎ።