SKIP TO MAIN CONTENT

ዕላል ምስ ጸሓፊ ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን)

Interview Tigrinya
Source: Supplied

ኣብዚ ቅሩብ እዋን፤ ክልተ መጻሕፍቲ ማለት፤ ምምልላእ፡ ምህናጽ ሕጉስ ስድራቤት ከምኡውን፡ ምክእኣል፡ ጠንቅታት ዘይምቅዳው መጻምድትን ኣተኣላልያኡን ዝብላ ክልተ ዓበይቲ መጻሕፍቲ ጽሒፉ ናብ ዕዳጋ ቀሪቡ ኣሎ። ኣብዚ እዋን ብዙሕ ፍትሕ ናይ ሓዳር ገኒንሉ ዘሎ እዋን፤ ምዕባይ ቆልዑ ጸገም እናኾነሉ ዝመጸሉ ኩነታት፤ ንሕብረተሰብ ዝጠቕሙ መጻሕፍቲ፤ ንመዓልታዊ ህይወት መግቢ ክኸውን ኢሉ ጸሓፊ መጻሕፍቱ ኣበርኪቱ ኣሎ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ጠንቅታትን ኣተኣላልያን ጸገማት ሓዳር፡ ብፍላይ ኣብ ወጻኢ እናነበርካ ሕጉስ ስድራ ብኸመይ ይህነጽ ኣብዝብል ዕላል ምስ ጸሓፊ ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን) እተገብረ ዕላል።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ቅሩብ እዋን፤ ክልተ መጻሕፍቲ ማለት፤ ምምልላእ፡ ምህናጽ ሕጉስ ስድራቤት ከምኡውን፡ ምክእኣል፡ ጠንቅታት ዘይምቅዳው መጻምድትን ኣተኣላልያኡን ዝብላ ክልተ ዓበይቲ መጻሕፍቲ ጽሒፉ ናብ ዕዳጋ ቀሪቡ ኣሎ። ኣብዚ እዋን ብዙሕ ፍትሕ ናይ ሓዳር ገኒንሉ ዘሎ እዋን፤ ምዕባይ ቆልዑ ጸገም እናኾነሉ ዝመጸሉ ኩነታት፤ ንሕብረተሰብ ዝጠቕሙ መጻሕፍቲ፤ ንመዓልታዊ ህይወት መግቢ ክኸውን ኢሉ ጸሓፊ መጻሕፍቱ ኣበርኪቱ ኣሎ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ጠንቅታትን ኣተኣላልያን ጸገማት ሓዳር፡ ብፍላይ ኣብ ወጻኢ እናነበርካ ሕጉስ ስድራ ብኸመይ ይህነጽ ኣብዝብል ዕላል ምስ ጸሓፊ ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን) እተገብረ ዕላል።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now