“ሓደ ወዲ ተባዕታይ ንሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ቀቲሉ ደቂሱ ዝሓድር የለን።” ሜርይማግደላን ደበሳይ
Credit: Beyene Weldegiorgis
ብኣጋጣሚ ካብ 25 ሕዳር ክሳብ 10 ታሕሳስ ን15 መዓልታት ዝጸንሕ ጎስጓስ ኣንጻር ዘቤታዊ ዓመጽ(ጎነጽ): ኣፍልጦ ምዕባይን ምክልካሉን ተራ ዋዕሮ ብሓፈሻ ብፍላይ ድማ ደቂተባዕትዮ ኣካል ናይ እዚ ጎስጎስ ክኾኑን ዝሰርሖ ዘሎ ስርሓት ምስ ሜሪማግደላን ደበሳይ ካብ መስረትቲ ዋዕሮ ዝተገብረ ካልኣይ ክፋል ዕላል።።
Share