Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

"ብተደጋጋሚ ዘሕዝን ታሪኽ መንእሰያት ክትሰምዕ ድቃስ ዝኸልእ እዩ።" መሳይ ያሕያ ዓሊ

Mesay Yahya Ali
Mesay Yahya Ali Source: Mesay Yahya Ali

ፕሮጀክት ምንጋር ሓቀኛ ታሪኽ፡ ነቶም ኣብ መገዲ ዝርከቡ ኤርትራዊያንን ሶማያዊያንን ዝዓለመ ፕሮጀክት እዩ። እቶም ብኽንደይ ጸገም ኣብ እውሮጳ ዝኣተዉ ስደተኛታት ዘሕለፍዎ ታሪኽ ብምስናድ ነቶም ኣብ ማእከል ስደተኛታት ዝርከቡ መንእሰያት ብምር ኣይ ናይ ፍላጥ ዉሳነ ስደት ክውስኑ ዝሕግዝ እዩ። መሳይ ያሕያ ዓሊ ሓንቲ ካብ ኣወሃሀድቲ እቲ ፕሮጀክት ናይ UNHCR እያ። ብዛዕባ ዕዮኦምን ኣብ ጉዕዞ ዘጋጥሞም ጸገማትን ውጽኢትን ገሊጻትልና ኣላ። ንምስማዕ ነዚ መልጎም ጠውቑ፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Share this with family and friends

ፕሮጀክት ምንጋር ሓቀኛ ታሪኽ፡ ነቶም ኣብ መገዲ ዝርከቡ ኤርትራዊያንን ሶማያዊያንን ዝዓለመ ፕሮጀክት እዩ። እቶም ብኽንደይ ጸገም ኣብ እውሮጳ ዝኣተዉ ስደተኛታት ዘሕለፍዎ ታሪኽ ብምስናድ ነቶም ኣብ ማእከል ስደተኛታት ዝርከቡ መንእሰያት ብምር ኣይ ናይ ፍላጥ ዉሳነ ስደት ክውስኑ ዝሕግዝ እዩ። መሳይ ያሕያ ዓሊ ሓንቲ ካብ ኣወሃሀድቲ እቲ ፕሮጀክት ናይ UNHCR እያ። ብዛዕባ ዕዮኦምን ኣብ ጉዕዞ ዘጋጥሞም ጸገማትን ውጽኢትን ገሊጻትልና ኣላ። ንምስማዕ ነዚ መልጎም ጠውቑ፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now