SKIP TO MAIN CONTENT

ቃለ መሕትት ምስ ኣሰልጣኒ ክለብ ቅድድም ብሺግለታ ኣፍሪቃ መዋእል መሃንሾ :SBS Tigrinya

Africa Eritrean Cycling club
Africa Eritrean Cycling club Source: Africa Eritrean Cycling club

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ናይ ዝኾነት ክለብ ቅድድም ብሽግለታ ኣፍሪቃ ኣሰልጣኒ፡ መዋእል መሃንሾ፡ ኣቐዲሙ ተቐዳዳሚ ብሽግለታ፡ ሓላፊ ተክኒክ ሃገራዊ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ፡ ደራሲ መጽሓፍ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ካብ 1936 ክሳብ 2012 ዘር እስታ መጽሓፍ እዩ። ብተወሳኺ መዋእል ኣሰልጣኒ ቅድድም ክለብ ብሽግለታ ቀይሕ ባሕሪን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕርን ኮይኑ ዝሰርሐ ኣብ ም ዕባለ ቅድድም ብሽግለታ ዓቢ እጃም ዘበርከተ እዩ። ንሎሚ ምስ ሬድዮ :SBS Tigrinya ብዛዕባ ተመኩሮኡን ናይታ ኣብ ስደቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣቑሙዋ ዘሎ ክለብን ንጥፈታታን ገሊጹ ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ናይ ዝኾነት ክለብ ቅድድም ብሽግለታ ኣፍሪቃ ኣሰልጣኒ፡ መዋእል መሃንሾ፡ ኣቐዲሙ ተቐዳዳሚ ብሽግለታ፡ ሓላፊ ተክኒክ ሃገራዊ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ፡ ደራሲ መጽሓፍ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ካብ 1936 ክሳብ 2012 ዘር እስታ መጽሓፍ እዩ። ብተወሳኺ መዋእል ኣሰልጣኒ ቅድድም ክለብ ብሽግለታ ቀይሕ ባሕሪን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕርን ኮይኑ ዝሰርሐ ኣብ ም ዕባለ ቅድድም ብሽግለታ ዓቢ እጃም ዘበርከተ እዩ። ንሎሚ ምስ ሬድዮ :SBS Tigrinya ብዛዕባ ተመኩሮኡን ናይታ ኣብ ስደቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣቑሙዋ ዘሎ ክለብን ንጥፈታታን ገሊጹ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now