Source: Suppliedወይዘሮ ሙሉ ምሕረተኣብ ካብ ልደታ ኣትሒዛ ዘይትሰምዕን ዘይትርእይን ሕማም ‘ኦቲዝም ዘለዋ ቆልዓ ምስ ካልኦት ሓሙሽተ ኣብ ትምህርቶም ዕዉታት ደቂ ዝናበየት ተቐማጢት መልበርን ኣደ እያ። ብክፍለ ግዝኣት ቪክቶርያን ብደረጃ ምሉእ አውስትራሊያን ናይ ምሉእ ግዜ ኣላይት ተባሂላ ብመንግስቲ ኣውስትራሊያ ተሸላሚት እያ። ን18 ዓመታት ንሕምምቲ ጓላ ብዘይሓጋዚ ሰብኣይ ክትአሊን ን5 ደቃ ብጽቡቕ ከተዕቢ ዝሓለፈቶ ዉረድ ደይብን ዝረኸበቶ ዓወትን ዕግበትን ምስ ሬድዮ SBS ትግርኛ ኣዕሊላ ኣላ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።
Published
Updated
By Beyene Semere
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ወይዘሮ ሙሉ ምሕረተኣብ ካብ ልደታ ኣትሒዛ ዘይትሰምዕን ዘይትርእይን ሕማም ‘ኦቲዝም ዘለዋ ቆልዓ ምስ ካልኦት ሓሙሽተ ኣብ ትምህርቶም ዕዉታት ደቂ ዝናበየት ተቐማጢት መልበርን ኣደ እያ። ብክፍለ ግዝኣት ቪክቶርያን ብደረጃ ምሉእ አውስትራሊያን ናይ ምሉእ ግዜ ኣላይት ተባሂላ ብመንግስቲ ኣውስትራሊያ ተሸላሚት እያ። ን18 ዓመታት ንሕምምቲ ጓላ ብዘይሓጋዚ ሰብኣይ ክትአሊን ን5 ደቃ ብጽቡቕ ከተዕቢ ዝሓለፈቶ ዉረድ ደይብን ዝረኸበቶ ዓወትን ዕግበትን ምስ ሬድዮ SBS ትግርኛ ኣዕሊላ ኣላ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።