ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኒቨርሲቲ መምህር ሕጊ ኣቶ ሙሉጌታ ኣረጋዊ ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፖለቲካዊ ጸገማት ምስቲ ዘሎ ሕገ መንግስቲን ተንቲኑ፡ መፍትሒ ናይዚ ዘሎ ጸገምን ኣሚቱ ኣሎ። “ኢትዮጵያ ብዘይ ትግራይ ኢትዮጵያ ትበሃል ዓዲ የለን። ትግራይውን ካብ ኢትዮጵያ ተፈልያ ትግራይ ኮይና ክትነብር ኣይትኽእልን እያ።”
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

