SKIP TO MAIN CONTENT

“ሕቶ ጀበርቲ ሕቶ ምፍላይ ዘይኮነ ሕቶ ምድብካ ምንጻር (ኢንቲማእ) እዩ።” ሙስጦፋ ሌስዳይ

Mustofa Lyesdie
Mustofa Lyesdie Source: Mustofa Lyesdie

መበቆልን ዕብየትን ጀበርትነት ካበይ ክሳብ ኣበይ? ጂኦግራፊያዊ፡ ማሕበራዊ ኣቃዉማን ጀበርቲ እንታይ ይመስል? ሕቶ ጀበርቲ እንታይ እዩ? ንምንታይ ሕቶ ጀበርቲ ፍሉይ ሕቶን መልሲ ዘይተረኽቦ ሕቶን ኮይኑ? ዝመስሉ ሕቶታት ጸሓፊ መጽሓፍ ኤሪትሪያውያን ጀበርቲ፡ መበቆላዊ ድሕረ ባይታ ሙስጦፋ ሌስዳይ መብርሂ ሂቡ ኣሎ። ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መበቆልን ዕብየትን ጀበርትነት ካበይ ክሳብ ኣበይ? ጂኦግራፊያዊ፡ ማሕበራዊ ኣቃዉማን ጀበርቲ እንታይ ይመስል? ሕቶ ጀበርቲ እንታይ እዩ? ንምንታይ ሕቶ ጀበርቲ ፍሉይ ሕቶን መልሲ ዘይተረኽቦ ሕቶን ኮይኑ? ዝመስሉ ሕቶታት ጸሓፊ መጽሓፍ ኤሪትሪያውያን ጀበርቲ፡ መበቆላዊ ድሕረ ባይታ ሙስጦፋ ሌስዳይ መብርሂ ሂቡ ኣሎ። ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now