SKIP TO MAIN CONTENT

“ምስ ህዝብኻ ማዓት ብዙሕ ማዓት እምበር ገዓት ኣይኮነን” ካልኣይ ክፋል ዘተ ምስ ከማል ዓሊን ተወልደ ስእለን

Interview Tigrinya
Source: Supplied

ካልኣይ ክፋል ዘተ ምስ ወሃብቲ ቃል ናይ ባይቶ ይኣክል ኤርትራዊያን ነበርቲ ሰሜን ኣመሪካ። ኣብ ቀዳማይ ክፋል ብዛዕባቲ ኣብ ዋሽንግቶን ካብ 24-25 ግንቦት 2019 ሲምፖዚዮም ዝገበረን ካብ 35 ከተማታት ኣመሪካ ዝመጹ 88 ወከልቲ ዘቖመን ዝምልከት ኣቕሪብና ኔርና። ህልዉን መጻኢን ንጥፈታት ናይቲ ባይቶ ዝተገብረ ዘተ ናይ መወዳእታ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካልኣይ ክፋል ዘተ ምስ ወሃብቲ ቃል ናይ ባይቶ ይኣክል ኤርትራዊያን ነበርቲ ሰሜን ኣመሪካ። ኣብ ቀዳማይ ክፋል ብዛዕባቲ ኣብ ዋሽንግቶን ካብ 24-25 ግንቦት 2019 ሲምፖዚዮም ዝገበረን ካብ 35 ከተማታት ኣመሪካ ዝመጹ 88 ወከልቲ ዘቖመን ዝምልከት ኣቕሪብና ኔርና። ህልዉን መጻኢን ንጥፈታት ናይቲ ባይቶ ዝተገብረ ዘተ ናይ መወዳእታ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now