Interview with producer and director Orly Malessa Part One
No
ኦርሊ መለሰ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሊዳ ኣብ እስራኤል ዝዓበየት ደራሲት፡ ኣላይትን ጸሓፊትን ፊልምታትያ። ፍቕሪ ገድሊ ዘርእስታት ናይ ትግርኛ ፊልም ኣፍርያ ከኣ ኣብ ኣውስትራሊያ ዑደት ኣብ ምግባር ትርከብ። ንሕናውን ኣብ ስቱድዮና ዓዲምና ቃለምልልስ ጌርናላ ኔርና። ቀዳማይ ክፋሉ ነቕርበልኩም።
Share
No
SBS World News