Girmay Negash Source: Girmay Negashፕሮፌሰር ግርማይ ነጋሽ ኣብ ናይ ኣውሮጳ ዩኒቨሪሲታትን ከምኡ'ውን ክሳብ ዝዕጾ ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲውን ኣብ ፈለማ ተስዓታትውን ከም መምህርን ተመራማሪን ስነ-ጽሑፍ ኣፍሪቃ ኮይኑ ሰሪሑ። ኣብዚ እዋን ኣብ ኦሃዮ ዩኒቨርሲቲ ናይ ስነ-ጽሑፍ ፕሮፌሰርን ዳይረክተር ናይ ኣፍሪቃ ፕሮግራምን ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ። ካብተን ብቋንቋ እንግሊዝን ትግሪኛን ዘሕተመን መጻሕፍቲ ትርጉም ብ እንግሊዝኛ ሓደ ዛንታ፡ ናይ ደረስቲ ናጽነት ኣብዚ ቅሩብ እዋን ድማ ብዛዕባ ዘሕተማ መገዲ ዓዲና ዝምልከትን ምስኡ ዝተሓሓዝን ሕቶታት መሊሱ ኣሎ።
ፕሮፌሰር ግርማይ ነጋሽ ኣብ ናይ ኣውሮጳ ዩኒቨሪሲታትን ከምኡ'ውን ክሳብ ዝዕጾ ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲውን ኣብ ፈለማ ተስዓታትውን ከም መምህርን ተመራማሪን ስነ-ጽሑፍ ኣፍሪቃ ኮይኑ ሰሪሑ። ኣብዚ እዋን ኣብ ኦሃዮ ዩኒቨርሲቲ ናይ ስነ-ጽሑፍ ፕሮፌሰርን ዳይረክተር ናይ ኣፍሪቃ ፕሮግራምን ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ። ካብተን ብቋንቋ እንግሊዝን ትግሪኛን ዘሕተመን መጻሕፍቲ ትርጉም ብ እንግሊዝኛ ሓደ ዛንታ፡ ናይ ደረስቲ ናጽነት ኣብዚ ቅሩብ እዋን ድማ ብዛዕባ ዘሕተማ መገዲ ዓዲና ዝምልከትን ምስኡ ዝተሓሓዝን ሕቶታት መሊሱ ኣሎ።