SKIP TO MAIN CONTENT

"የኔ ቆንጆ ደርፈይ ብዛዕባ ፍቕርን ሰላምን’ያ፡ ፍቕርን ሰላምን ዝጸልእ ሰብ ድማ መግለጺ ክርከቦ ኣይከኣልን'ዩ።”

Robel michael (supplied by Robel)
Robel michael (supplied by Robel) Source: Robel michael (supplied by Robel)

የኔ ቆንጆ እትብል ንጽል ደርፊ ሮቤል ሚካኤል፡ ኣብዚቕነ ካብተን ኣዛረብቲ ዛዕባ ኣብ ማሕበራዊ መዲያ ኮይና ዘላ እያ። ገለ ንምንታይ ኣምሓርኛ ወሲኹላ ኢሎም ዝቃወሙ፡ ገለ ድማ ንሓድነት ይጽዉዕ እዩ ዘሎ ኢሎም ዘሞጉሱ ኣለዉ፡ ብዛዕባዚ ጉዳይ ኣመልኪትና ምስ ድምጻዊ ሮቤል ጻንሒት ጌርና ኣለና ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

የኔ ቆንጆ እትብል ንጽል ደርፊ ሮቤል ሚካኤል፡ ኣብዚቕነ ካብተን ኣዛረብቲ ዛዕባ ኣብ ማሕበራዊ መዲያ ኮይና ዘላ እያ። ገለ ንምንታይ ኣምሓርኛ ወሲኹላ ኢሎም ዝቃወሙ፡ ገለ ድማ ንሓድነት ይጽዉዕ እዩ ዘሎ ኢሎም ዘሞጉሱ ኣለዉ፡ ብዛዕባዚ ጉዳይ ኣመልኪትና ምስ ድምጻዊ ሮቤል ጻንሒት ጌርና ኣለና ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now