Source: Suppliedኣብዚ ዘተ ኣቶ ሳልሕ ቓዲ ጆሃር ካብ ዓዋተ ዶት ኮም ከም ኡውን ተ/ፕሮ. መረሳ ተስፋይ ካብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተሳቲፎም ኣለዉ። ግብጺ ንምንታይ እያ ኣብዚ እዋን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ግብጽን ዘሎ ጉዳይ ምህናጽ ህዳሰ ኣብ ስምምዕ ስለዘይተበጽሐ፡ ነቲ ጉዳይ ዓለማዊ ጉዳይ ክገብሮ ትፍትን ዘሎ? ኢትዮጵያ ነቲ ጉዳይ ኣደስኪላቶ ድሕሪ ምጽናሕ ንምንታይ ሎሚ ተለዓዕሎ ኣላ? ኤርትራ ካብ ምስሕሓብ ግብጽን ኢትዮጵያን ተረባሒት ክትከውን ትኽእልዶ? ንዝብሉን ካልእ ሕቶታት ምስ ፖለቲካ ኒል ዝተሓሓዙ ጉዳያት ተዘትይሎም ኣሎ፡፤
ኣብዚ ዘተ ኣቶ ሳልሕ ቓዲ ጆሃር ካብ ዓዋተ ዶት ኮም ከም ኡውን ተ/ፕሮ. መረሳ ተስፋይ ካብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተሳቲፎም ኣለዉ። ግብጺ ንምንታይ እያ ኣብዚ እዋን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ግብጽን ዘሎ ጉዳይ ምህናጽ ህዳሰ ኣብ ስምምዕ ስለዘይተበጽሐ፡ ነቲ ጉዳይ ዓለማዊ ጉዳይ ክገብሮ ትፍትን ዘሎ? ኢትዮጵያ ነቲ ጉዳይ ኣደስኪላቶ ድሕሪ ምጽናሕ ንምንታይ ሎሚ ተለዓዕሎ ኣላ? ኤርትራ ካብ ምስሕሓብ ግብጽን ኢትዮጵያን ተረባሒት ክትከውን ትኽእልዶ? ንዝብሉን ካልእ ሕቶታት ምስ ፖለቲካ ኒል ዝተሓሓዙ ጉዳያት ተዘትይሎም ኣሎ፡፤