ጸሓፊን ተንታኒን ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሳልሕ ዮኑስ፡ ብዛዕባ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝግበር ዘሎ ርክባት መራሕቲ ብፍላይ ድማ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝኸይድ ዘሎ ፖለቲካዊ ፍጻመታትን ኣመታቱን ትንታነ ሂቡ ኣሎ። ካልኦት ብዙሓት ብሉጻት ትሕዝቶትና’ውን ክትሰምዑ ንዕድመኩም
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE starting June 12 2026

Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends