SKIP TO MAIN CONTENT

“ታሪኽ ተዋህዶ ከይተዛረብካ፡ ታሪኽ ሓበሻ ክዝረብ ኣይከኣልን’ዩ!” ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ሰመረ ተስፋሚካኤል ሃብተማርያም

Semere T Habtemariam
Semere T Habtemariam Source: Semere T Habtemariam

ኣብዚ ቅሩብ እዋን፡ ንታሪኽ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ናይ ሓበሻን ምስኡ ተኣሳሲሩ ዝኸይድ እቲ ዓቢ ንግስነት ኣኽሱምን እትትርኽ ሓዳሽ መጽሓፍ ብሰመረ ተስፋሚካኤል ተሓቲማ ኣብ ዕዳጋ ተዘርጊሓ ትርከብ። እቲ ኣብ ዞባ ማእከላይ ምብራቕን ቀርኒ ኣፍሪቃን ብዕብየቱን ብፍልጠቱን ዝዳረጎ ዘይነበረ ታሪኽ ኣኽሱማዊ መንግስቲ፡ ብወግዒ ሃይማኖቱ ዝገበሮ ክርስቲያናዊ ተዋህዶን ታሪኽ ሓበሻን ኣጉሊሓ ዘቕረበት መጽሓፍ እያ። ካብ ትሕዝቶ እታ መጽሓፍ ተበጊስና ምስ ጸሓፊ እታ መጽሓፍ ቃለ መሕትት ገይርና ኣለና።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ቅሩብ እዋን፡ ንታሪኽ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ናይ ሓበሻን ምስኡ ተኣሳሲሩ ዝኸይድ እቲ ዓቢ ንግስነት ኣኽሱምን እትትርኽ ሓዳሽ መጽሓፍ ብሰመረ ተስፋሚካኤል ተሓቲማ ኣብ ዕዳጋ ተዘርጊሓ ትርከብ። እቲ ኣብ ዞባ ማእከላይ ምብራቕን ቀርኒ ኣፍሪቃን ብዕብየቱን ብፍልጠቱን ዝዳረጎ ዘይነበረ ታሪኽ ኣኽሱማዊ መንግስቲ፡ ብወግዒ ሃይማኖቱ ዝገበሮ ክርስቲያናዊ ተዋህዶን ታሪኽ ሓበሻን ኣጉሊሓ ዘቕረበት መጽሓፍ እያ። ካብ ትሕዝቶ እታ መጽሓፍ ተበጊስና ምስ ጸሓፊ እታ መጽሓፍ ቃለ መሕትት ገይርና ኣለና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now