SKIP TO MAIN CONTENT

ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ሰመረ ተስፋሚካኤል፡ ኣወሃሃዲ ዋዕላ ቃል ምስክርነት ኣብ ቅድሚ ንኡስ ሽማግለ ጉዳያት ወጻኢ ሕ.መ. ኣመሪካ (SBS Tigrinya )

Semere SBS Tigrinya
Semere SBS Tigrinya Source: Semere SBS Tigrinya

ኣብ ቅድሚ ናይ ኮንግረስ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሽማግለ ወጻኢ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ኣብ ትሕቲ " ኤርትራ፡ ዝተረስዐ ዞባዊ ስግኣት" ዝብል ኣርእስቲ ብዕለት 14 መስከረም 2016 ቀሪቡ ነይሩ። ነዚ ዝምልከት ነቲ ቃል ምስክርነት ናብ መንግስቲኦ ኣመሪካ ንኽቐርብ ዘወሃሃደ ኣቶ ሰመረ ተስፋሚካኤል ሃብተማርያም እዩ፡፡ ብዛዕባቲ ጉዳይ መብርሂ ን SBS Tigrinya ሂቡ ኣሎ ኣብዚ ብምጥዋቕ ምሉእ ትሕዝቶኡ ክስማዕ ይከኣል'ዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ቅድሚ ናይ ኮንግረስ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሽማግለ ወጻኢ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ኣብ ትሕቲ " ኤርትራ፡ ዝተረስዐ ዞባዊ ስግኣት" ዝብል ኣርእስቲ ብዕለት 14 መስከረም 2016 ቀሪቡ ነይሩ። ነዚ ዝምልከት ነቲ ቃል ምስክርነት ናብ መንግስቲኦ ኣመሪካ ንኽቐርብ ዘወሃሃደ ኣቶ ሰመረ ተስፋሚካኤል ሃብተማርያም እዩ፡፡ ብዛዕባቲ ጉዳይ መብርሂ ን SBS Tigrinya ሂቡ ኣሎ ኣብዚ ብምጥዋቕ ምሉእ ትሕዝቶኡ ክስማዕ ይከኣል'ዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now