Semhar GSelasie Source: Semhar GSelasieኣብዚ ቅሩብ ዓመታት ካብ ኤርትራ ናብ ኣውሮጳ ተሰዲዳ እትርከብ ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ መምህር ዝነበረት፡ ኣብ ሃገራዊ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ (ሃማደኤ) ካ ብመምህራን ደቂ ኣንስትዮ ተወኪላ ንጡፍ ትሳተፎ ትገብር ዝነበረትን እያ። ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ዕድምቲ ኤስ.ቢ.ኤስ ኮይና ኣላ። ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ዉሽጢን ወጻኢን ዘሕልፋኦ ናይ ህይወት ኣደራዕ ብኣብነት እናጠቐሰት ገሊጻ ኣላ። ምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብዚ ጠዉቑ..
ኣብዚ ቅሩብ ዓመታት ካብ ኤርትራ ናብ ኣውሮጳ ተሰዲዳ እትርከብ ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ መምህር ዝነበረት፡ ኣብ ሃገራዊ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ (ሃማደኤ) ካ ብመምህራን ደቂ ኣንስትዮ ተወኪላ ንጡፍ ትሳተፎ ትገብር ዝነበረትን እያ። ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ዕድምቲ ኤስ.ቢ.ኤስ ኮይና ኣላ። ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ዉሽጢን ወጻኢን ዘሕልፋኦ ናይ ህይወት ኣደራዕ ብኣብነት እናጠቐሰት ገሊጻ ኣላ። ምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብዚ ጠዉቑ..