SKIP TO MAIN CONTENT

“በረከት ስምኦን፡ ኣብ ፖለቲካዊ ሂወቱ ፊት ንፊት ዝገጥም ኣብ እምነቱ ጽኑዕ ሰብ እዩ።” ጋዜጠኛ ሰናይ ገ/መድህን

Interview Tigrinya
Source: EBC

ሓደ ካብ ላዕለዎት መራሕቲ ኢህወደግ ዝኾነ ኣቶ በረኸት ስምኦን፣ ብምኽንያት ብምልሽውና ኣብ ቀይዲ ኣትዩ ኣሎ፡፡ ኣቶ በረኸት ስምኦን ኣብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ተራ እንታይ ይመስል? ከም መራሒን ተራ ሰብን ብኸመይ ይግለጽ? ነዚን ካልእን ጋዜጠኛ ሰናይ ገብረመድህን ምስ ምዕባለ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣተሓሒዙ ተንቲኑልና ኣሎ። "ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎ ፖለቲካእኛ ኩሉ ግዜ ብ ዓይኒ ጥርጣረ እዩ ዝጥመት። ዋላ ንበዓል መለስን በረኸት ስምኦንን ወሲኽካ ማለትዩ።"

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓደ ካብ ላዕለዎት መራሕቲ ኢህወደግ ዝኾነ ኣቶ በረኸት ስምኦን፣ ብምኽንያት ብምልሽውና ኣብ ቀይዲ ኣትዩ ኣሎ፡፡ ኣቶ በረኸት ስምኦን ኣብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ተራ እንታይ ይመስል? ከም መራሒን ተራ ሰብን ብኸመይ ይግለጽ? ነዚን ካልእን ጋዜጠኛ ሰናይ ገብረመድህን ምስ ምዕባለ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣተሓሒዙ ተንቲኑልና ኣሎ። "ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎ ፖለቲካእኛ ኩሉ ግዜ ብ ዓይኒ ጥርጣረ እዩ ዝጥመት። ዋላ ንበዓል መለስን በረኸት ስምኦንን ወሲኽካ ማለትዩ።"

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now