SBS Source: SBSሬዲዮ SBS/Tigrinya ኣብ ዓመተ 2016 ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታትን ብዝተፈላለዩ ኣገባባትን ብኣማኢት ዝቑጸሩ መደባት ፈኒዩ እዩ፡ ካብቶም ዝቐረቡ መደባት፡ ብሰማዕቲ ዓቢ ኣቓልቦ ረኺቦም፡ ብማሕበራዊ መዲያ ኣቢሎም ኣብ ምሉእ ዓለም ተዘርጊሖም ብብዝሒ ካብተሰምዑ ንገለ ገለ ከነቕርብ ኢና። ንሎሚ እዛ ምስ መን እሰይ ሰዊት በላይ ካብ ሆባርት ዝተገብረት ዕላል ነቕርበልኩም። ጓል ሓሙሽተ ዓመት ቆልዓ 'ከላያ ካብ ኤርትራ ምስወለዳ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኣ፡ክቱር ናይ ሙዚቃ ስሚዒት ኣለዋ ንህዝቢ ከተማ ሆባርት ኣብ ጽርግያን ኣብ ኣዳራሻትን ብጥ ዑም ዜማ ተዛንዮ። ኣብዚ እዋን ነዊሕ ጐዕዞ ትምህርቲ ሕክምና ተታሓሒዛቶ ኣላ። ዶክተር ክትከውንን ናብ ኤርትራ ተመሊሳ ህዝቢ ክትሕግዝን ዝደረኻ እንታይ ኮን ይኸዉን? ምስሰማዕኩሞ መልሲ ክጸንሓኩምዩ፡
ሬዲዮ SBS/Tigrinya ኣብ ዓመተ 2016 ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታትን ብዝተፈላለዩ ኣገባባትን ብኣማኢት ዝቑጸሩ መደባት ፈኒዩ እዩ፡ ካብቶም ዝቐረቡ መደባት፡ ብሰማዕቲ ዓቢ ኣቓልቦ ረኺቦም፡ ብማሕበራዊ መዲያ ኣቢሎም ኣብ ምሉእ ዓለም ተዘርጊሖም ብብዝሒ ካብተሰምዑ ንገለ ገለ ከነቕርብ ኢና። ንሎሚ እዛ ምስ መን እሰይ ሰዊት በላይ ካብ ሆባርት ዝተገብረት ዕላል ነቕርበልኩም። ጓል ሓሙሽተ ዓመት ቆልዓ 'ከላያ ካብ ኤርትራ ምስወለዳ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኣ፡ክቱር ናይ ሙዚቃ ስሚዒት ኣለዋ ንህዝቢ ከተማ ሆባርት ኣብ ጽርግያን ኣብ ኣዳራሻትን ብጥ ዑም ዜማ ተዛንዮ። ኣብዚ እዋን ነዊሕ ጐዕዞ ትምህርቲ ሕክምና ተታሓሒዛቶ ኣላ። ዶክተር ክትከውንን ናብ ኤርትራ ተመሊሳ ህዝቢ ክትሕግዝን ዝደረኻ እንታይ ኮን ይኸዉን? ምስሰማዕኩሞ መልሲ ክጸንሓኩምዩ፡