Wiam Heggi (Beyene Semere) Source: Wiam Heggi (Beyene Semere)ስም ዓብዱ ሐጅ ክጥቀስከሎ፡ ብዙሓት ብፍላይ ድማ መስኮት ተለቪዢን ኤርትራ ዝከታተሉ ዝነበሩ ወይውን ንሓደ ኣምባሳደር ናይ ኤርትራ ዝነበረ ኣብዚ እዋን ግና ኣብ ኤርትራ ኣብ ማሕቡስ ዝርከብ ክዝክሩ ይኽእሉ። ሎሚ ግና ብዛዕባ ዓብዱ ሐጅ ዘይኮነስ ምስ ዉላዱ ዝኾነት መንእሰይ ዊኣምን ስርሓን ኢና ክንፋለጥ። ምስ ኣዲኣን ኣሕዋታን ኣብ መንበርን ትነብር ፋሺን ዲዛይነር በዓልቲ ብሩህ መጻኢ ዊኣም ዓብዱ ሐጅ፡ ቅድሚ በቲ ዓውዲ ናይ ዩኒቨርሲቲ ትምህርቲ ምጅማራያ ብንእስነታ ነቲ ሞያ ጀሚራቶ፡ እቲ ትነጥፈሉ ዓውዲ ብኸመይ ጀሚራቶ፡ ዕድላቱን ግድላቱን፡ ህልዊን መጻኢን መደባታን ካልእን ኣዕሊላትና ኣላ፡ መንእሰይ ዊኣም ዓንዱ ሐጅ።
ስም ዓብዱ ሐጅ ክጥቀስከሎ፡ ብዙሓት ብፍላይ ድማ መስኮት ተለቪዢን ኤርትራ ዝከታተሉ ዝነበሩ ወይውን ንሓደ ኣምባሳደር ናይ ኤርትራ ዝነበረ ኣብዚ እዋን ግና ኣብ ኤርትራ ኣብ ማሕቡስ ዝርከብ ክዝክሩ ይኽእሉ። ሎሚ ግና ብዛዕባ ዓብዱ ሐጅ ዘይኮነስ ምስ ዉላዱ ዝኾነት መንእሰይ ዊኣምን ስርሓን ኢና ክንፋለጥ። ምስ ኣዲኣን ኣሕዋታን ኣብ መንበርን ትነብር ፋሺን ዲዛይነር በዓልቲ ብሩህ መጻኢ ዊኣም ዓብዱ ሐጅ፡ ቅድሚ በቲ ዓውዲ ናይ ዩኒቨርሲቲ ትምህርቲ ምጅማራያ ብንእስነታ ነቲ ሞያ ጀሚራቶ፡ እቲ ትነጥፈሉ ዓውዲ ብኸመይ ጀሚራቶ፡ ዕድላቱን ግድላቱን፡ ህልዊን መጻኢን መደባታን ካልእን ኣዕሊላትና ኣላ፡ መንእሰይ ዊኣም ዓንዱ ሐጅ።