ቀዳማይ ክፋል ናይዚ ቃለ መሕትት ኣብዚ ዝስዕብ መላግቦ ክርከብ ይከኣል እዩ።
"ኣብ መስርሕ ምትርጓም ቋንቋ ትግርኛ ብዙሕ በደል እዩ ዝፍጸሞ ዘሎ፡" ዘካሪያስ ገሪማ (ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት)

Credit: Supplied
ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ምስ ጸሓፍን ጋዜጠኛን ዘካሪያስ ገሪማ፡ እዚ ቃለ መሕትት ብዛዕባ ካብ ካልእ ቋንቋ ናብ ትግርኛ ዝግበር መስርሕ ምትርጓም ዝረኣዩ ጸገማትን ገለ ገለ መፍትሒን ኣብዝብል ዛዕባ ዘተኮረ እዩ።
Share