SKIP TO MAIN CONTENT

“ካብ ኢትዮጵያ ናብ ካልእ ሃገር ካብ ዝስደዱ ስደተኛታት እቶም 40 ሚእታዊ ካብ ትግራይ እዮም፡” ዘጸኣት ኣነንያ

Tigrya Youth dacing (SBS)
Tigrya Youth dacing (SBS) Source: Tigrya Youth dacing (SBS)

ኣብ ትግራይ ዝተገብረ ለውጢ ናይ ኣመራርሓ ሲዒቡ፡ ብዛዕባ እቲ ዝተገብረ ለውጢን ኩነታት መንእሰያት ትግራይን ኣመልኪቱ ተንታኒ ፖለቲካ ትግራይ ኣይተ ዘጸኣት ኣነንያ ምስ ረዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ጻንሒት ገይሩ ኣሎ። ገለ ካብቲ ኣይተ ዘጸኣት ዝተዛረበሉ፡ ካብ ኩለን ከተማታት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማታት ትግራይ ዚያዳ ስእነት ስራሕ ከምዘሎ፡ ትግራይ ክትምዕብል እንተኾይና ካብቲ ንልዕሊ 19 ዓመታት ቀጠና ኩናት ኮይናቶ ዘላ ክትወጽእ ኣለዋ፡ ዝብሉን ካልእን ይርከብዎ፡፡ ንዝርዝር ትሕዝቶ ኣብዚ ተዊቕኩም ክትሰምዑ ንዕድም።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ትግራይ ዝተገብረ ለውጢ ናይ ኣመራርሓ ሲዒቡ፡ ብዛዕባ እቲ ዝተገብረ ለውጢን ኩነታት መንእሰያት ትግራይን ኣመልኪቱ ተንታኒ ፖለቲካ ትግራይ ኣይተ ዘጸኣት ኣነንያ ምስ ረዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ጻንሒት ገይሩ ኣሎ። ገለ ካብቲ ኣይተ ዘጸኣት ዝተዛረበሉ፡ ካብ ኩለን ከተማታት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማታት ትግራይ ዚያዳ ስእነት ስራሕ ከምዘሎ፡ ትግራይ ክትምዕብል እንተኾይና ካብቲ ንልዕሊ 19 ዓመታት ቀጠና ኩናት ኮይናቶ ዘላ ክትወጽእ ኣለዋ፡ ዝብሉን ካልእን ይርከብዎ፡፡ ንዝርዝር ትሕዝቶ ኣብዚ ተዊቕኩም ክትሰምዑ ንዕድም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now