A speedboat of the Iran's Revolutionary Guard moves around a British-flagged oil tanker Stena Impero, Source: Mizan News Agencyኢራን ናይ ብሪጣኒያ ናይ ጽዕነት መርከብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስተቖጻጸረት መንግስቲ ብሪጣንያ ክወስዶም ዝኽእል ስጉምቲታት ይሓስብ ኣሎ። ኣመሪካ ንብሪጣኒያ ኣብቲ ቅልውላው ክትሽመም ትስሕባ ኣላ ክብል ድማ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን ኣፍሊጡ ኣሎ።
ኢራን ናይ ብሪጣኒያ ናይ ጽዕነት መርከብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስተቖጻጸረት መንግስቲ ብሪጣንያ ክወስዶም ዝኽእል ስጉምቲታት ይሓስብ ኣሎ። ኣመሪካ ንብሪጣኒያ ኣብቲ ቅልውላው ክትሽመም ትስሕባ ኣላ ክብል ድማ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን ኣፍሊጡ ኣሎ።