SKIP TO MAIN CONTENT

እንካን ሃባን ኢራንን ዶናልድ ትራምፕን

NACA Feature
US President Donald J. Trump (C) walks out to deliver a statement on the US response to Iranian missile strikes, Source: EPA

ኢራን ነቲ ኣብ ዒራቕ ዝርከብ መደበር ኣየር ኣመሪካ ብሚሳይል ድሕሪ ምዝባጣ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ንህዝቢ ሃገሩ መግለጺ ሂቡ። እቲ ብረቡዕ ብኢራን ዝተወስደ ስጉምቲ ዝሓለፈ ሰሙን ንላዕለዋይ ጀነራል ኣብ ባቕዳድ ብመጥቃዕቲ ኣየር ድሕሪ ምቕታሉን ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዘሎ ወጥሪ ናብ ዝለዓለ ጫፍ ምስ ኣበረኾን እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኢራን ነቲ ኣብ ዒራቕ ዝርከብ መደበር ኣየር ኣመሪካ ብሚሳይል ድሕሪ ምዝባጣ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ንህዝቢ ሃገሩ መግለጺ ሂቡ። እቲ ብረቡዕ ብኢራን ዝተወስደ ስጉምቲ ዝሓለፈ ሰሙን ንላዕለዋይ ጀነራል ኣብ ባቕዳድ ብመጥቃዕቲ ኣየር ድሕሪ ምቕታሉን ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዘሎ ወጥሪ ናብ ዝለዓለ ጫፍ ምስ ኣበረኾን እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now