ድሕሪ ኲናት እስራኤል-ሓማስ፣ ጽልኢ እስልምናን ኣስላምን ዘንቀዶም በደላትን ተግባራትን ብልዑል ናህሪ ቁጽሮም ወሲኹ - ናይ ቃላት ጸርፊ፣ ኣካላዊ ማህረምቲ ወይ ኦንላይን። ኣብ'ቶም ግዳያት ዝገድፎ በሰላ ግን እንታይ'ዩ፧ እንታይ ከ ክግበር ይከኣል፧
እዚ ትሕዝቶ SBS Examines ተሞክሮታት ጽልኢ እስልምናን ኣስላምን (Islamophobia) ዘንቀዶም ተግባራት ኣብ ኣውስትራልያ ይፍትሽ።
Share






