SKIP TO MAIN CONTENT

እስራኤል ኣብ ልዕሊ ጋዛ ትገብሮ መጥቃዕቲ ተጽዕቕ፡ ኩነታት ናብ ምሉእ ዞባ ከየስፋሕፍሕ የስግእ።

Capture.JPG
Credit: Beyene Weldegiorgis

እስራኤል ትወስዶ ስጉምቲ 'ማእከላይ ምብራቕ ሓንሳብን ንሓዋሩን ዝቕይር'ዩ ክኸውን" ትብል፡ ሓምስ ንዝማረኾም ክቐትል'የ ብምባል የፈራርሕ። ሰራዊት እስራኤል ፡ "ሓያሎ ጥርጡራት ዕጡቓት ቀቲለ" ክብል ከሎ ሓማስ ድማ ኣብ ጋዛ ሲቪላዊ ኣባይቲ እንተ ዓንዩ ፡ ነቶም ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ዘለዉ እስራኤላውያን ከምዝቐትል ኣፈራሪሑ ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እስራኤል ትወስዶ ስጉምቲ 'ማእከላይ ምብራቕ ሓንሳብን ንሓዋሩን ዝቕይር'ዩ ክኸውን" ትብል፡ ሓምስ ንዝማረኾም ክቐትል'የ ብምባል የፈራርሕ። ሰራዊት እስራኤል ፡ "ሓያሎ ጥርጡራት ዕጡቓት ቀቲለ" ክብል ከሎ ሓማስ ድማ ኣብ ጋዛ ሲቪላዊ ኣባይቲ እንተ ዓንዩ ፡ ነቶም ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ዘለዉ እስራኤላውያን ከምዝቐትል ኣፈራሪሑ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now