SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ጥልያን ንማእከላት ሓተቲ ዑቕባ ይዓጹ

Feature
Somalian migrant Muna Ali Mohamoud Source: SBS

ብናይ ጥልያን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ዝምራሕ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ክውሰድ ካብ ዝሕሰብ ዘሎ ስጉምቲ ሕሉፍ የማናይ መንግስቲ ጥልያን፡ ማእከላት ሓተቲ ዑቕባ ክዓጹ ላዕሊ ታሕቲ ይብል ኣሎ፡፣ እንተኾነ እቲ ‘Salvini Decree’ ዝበሃል ስጉምቲ ብተጣበቕቲ ስደተኛታት ከቢድ ተቓዉሞ ወሪድዎ ኣሎ፡፣ ሓንቲ ንእሽቶ ከተማ፡ ከንቲባኣ ድማ ኣንጻር እቲ ሕሉፍ ፖሊሲ ደው ኢሉ ስደተኛታት ናብ ከተማኡ ኣዕቁቡ ናብ ዘሎዎ ቦታ SBS News ተጓዒዙ ዘዋደዶ ጸብጻብ ይስዕብ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብናይ ጥልያን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ዝምራሕ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ክውሰድ ካብ ዝሕሰብ ዘሎ ስጉምቲ ሕሉፍ የማናይ መንግስቲ ጥልያን፡ ማእከላት ሓተቲ ዑቕባ ክዓጹ ላዕሊ ታሕቲ ይብል ኣሎ፡፣ እንተኾነ እቲ ‘Salvini Decree’ ዝበሃል ስጉምቲ ብተጣበቕቲ ስደተኛታት ከቢድ ተቓዉሞ ወሪድዎ ኣሎ፡፣ ሓንቲ ንእሽቶ ከተማ፡ ከንቲባኣ ድማ ኣንጻር እቲ ሕሉፍ ፖሊሲ ደው ኢሉ ስደተኛታት ናብ ከተማኡ ኣዕቁቡ ናብ ዘሎዎ ቦታ SBS News ተጓዒዙ ዘዋደዶ ጸብጻብ ይስዕብ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now