Parents are being urged to prepare for a seasonal spike in juvenile asthma at the start of the school year Source: SBSወለዲ ምጅማር ዓመተ ትምህርቲ ኣብ ዝቐረበሉ እዋን ንወቕታዊ ምውሳኽ ኣዝማ ኣብ ህጻናትን/መንእሰያትን ክዳለው መጸዋዕታ ቀሪቡ።
ወለዲ ምጅማር ዓመተ ትምህርቲ ኣብ ዝቐረበሉ እዋን ንወቕታዊ ምውሳኽ ኣዝማ ኣብ ህጻናትን/መንእሰያትን ክዳለው መጸዋዕታ ቀሪቡ።