An aerial photo shows Shinkansen bullet trains covered with water as the banks of Chikuma river collapsed in Nagano city, Source: Yomiuri Shimbunኣብ ዝቕሩብ ዓሰርተታት ዓመታት ኣብ ጃፓን ካብዝወረደ ባህርያዊ ሓደጋ እቲ ዝኸፍአ ብዝተባህለሉ ህቦቡላዊ ዝናብ ሃጊቢስ ዛጊት 35 ሰባት ተቐቲሎም። ብተወሳኺ ሚሸት ቀዳም፤ ኣብ ማእከላይን ምብራቓዊን ጃፓን በዚ ወሪዱ ዘሎ ህቦቡላ 19 ሃለዋቶም ጠፊኡን 170 ማህሰይቲ ወሪድዎም ከምዘሎ ተፈሊጡ ኣሎ።
ኣብ ዝቕሩብ ዓሰርተታት ዓመታት ኣብ ጃፓን ካብዝወረደ ባህርያዊ ሓደጋ እቲ ዝኸፍአ ብዝተባህለሉ ህቦቡላዊ ዝናብ ሃጊቢስ ዛጊት 35 ሰባት ተቐቲሎም። ብተወሳኺ ሚሸት ቀዳም፤ ኣብ ማእከላይን ምብራቓዊን ጃፓን በዚ ወሪዱ ዘሎ ህቦቡላ 19 ሃለዋቶም ጠፊኡን 170 ማህሰይቲ ወሪድዎም ከምዘሎ ተፈሊጡ ኣሎ።