ኣመልካቲ ስራሕ ወዲ ተባዕታይ ምስ ሓላፊ ሰብኣዊ ዓቕሚ ከዕልል ከሎ ። Source: Moment RF / Me 3645 Studio/Getty Imagesኣብ ኣውስትራሊያ መብዛሕትኡ ዕድላት ስራሕ ብወግዒ ኣይወዓውዑን እዮም ። ነዚ ዘይወግዓዊ ዕድላት ስራሕ ብዚግባእ ንምድህሳስ: ብዛዕባ ዕዳጋ ስራሕ ኣውስትራልያ ርጡብ ምርዳእ ክህሉ ኣገዳሲ እዩ ። ኣብ ብልሙድ ዝግበር ምፍላጥ ስራሕ ጥራይ ኣብ ክንዲ ምውካል፡ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድላትካ ንኽሰፍሕ ካልእ መገዲ ምድህሳስ’ውን ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ። ተኽእሎታት ናይ "ቲ ዝይተገልጸ ናይ ስራሕ ዕዳጋ ምፍታሽን ፡ ከምኡ" ውን ምስ ናይ ስደተኛታት ናይ ስራሕ ኣገልግሎታት ምልላይን ፡ ነቲ መስርሕ ምድላይ ኣብ ምስላጥ ኣድላዩ ስጒምቲ እዩ ። ነዚ ጸጋታት እዚ ምስ እትፈልጦ ፡ ቀልጢፍካ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድልካ ከቀላጥፎ ይኽእል እዩ ።
Published
By Melissa Compagnoni
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብ ኣውስትራሊያ መብዛሕትኡ ዕድላት ስራሕ ብወግዒ ኣይወዓውዑን እዮም ። ነዚ ዘይወግዓዊ ዕድላት ስራሕ ብዚግባእ ንምድህሳስ: ብዛዕባ ዕዳጋ ስራሕ ኣውስትራልያ ርጡብ ምርዳእ ክህሉ ኣገዳሲ እዩ ። ኣብ ብልሙድ ዝግበር ምፍላጥ ስራሕ ጥራይ ኣብ ክንዲ ምውካል፡ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድላትካ ንኽሰፍሕ ካልእ መገዲ ምድህሳስ’ውን ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ። ተኽእሎታት ናይ "ቲ ዝይተገልጸ ናይ ስራሕ ዕዳጋ ምፍታሽን ፡ ከምኡ" ውን ምስ ናይ ስደተኛታት ናይ ስራሕ ኣገልግሎታት ምልላይን ፡ ነቲ መስርሕ ምድላይ ኣብ ምስላጥ ኣድላዩ ስጒምቲ እዩ ። ነዚ ጸጋታት እዚ ምስ እትፈልጦ ፡ ቀልጢፍካ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድልካ ከቀላጥፎ ይኽእል እዩ ።