Mohamed Noor walks to the podium to be sentenced Source: AAPኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ንኣውስትራልያዊት ጃስቲን ደይመንድ ሩዝቸክ ተኲሱ ዝቐተላ ኣባል ፖሊስ ነበር ብናይ 12 ዓመታት ማእሰርቲ ተፈሪዱ። መሓመድ ኑር ኣብ ቤት ፍርዲ ነቲ ሞት ዘስዓበ ተግባሩ ይቕሬታ እንተሓተተ’ኳ ደገፍቱ ግን እዚ ናቱ ፍርዲ ድርብ መለክዒታት ዘለዎ አድልዎ ዓሌትነት ምስክር’ዩ ክብሉ ይጠርዑ።
ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ንኣውስትራልያዊት ጃስቲን ደይመንድ ሩዝቸክ ተኲሱ ዝቐተላ ኣባል ፖሊስ ነበር ብናይ 12 ዓመታት ማእሰርቲ ተፈሪዱ። መሓመድ ኑር ኣብ ቤት ፍርዲ ነቲ ሞት ዘስዓበ ተግባሩ ይቕሬታ እንተሓተተ’ኳ ደገፍቱ ግን እዚ ናቱ ፍርዲ ድርብ መለክዒታት ዘለዎ አድልዎ ዓሌትነት ምስክር’ዩ ክብሉ ይጠርዑ።