ኣብዚ ደቂ ሰባት ካብ ቀደም ንላዕሊ ናይ ተክኖሎጂ ዉሉፋት ኮይኖሙሉ ዘለዉ እዋን፡ ቆልዑ ካብ ብኢንተርኔት ክመጽእ ዝኽእል ዓመጽ ክድሕኑ ዓበይቲ ሰባት ኣብ ጥቓ ደቆም ክህልዉ ኣድላዪ እዩ። ደቅኹም እወታዊ ተመኩሮ ኣብ ኦንላይን ክረኽቡ እንታይ ክግበር ከምዝግባእ እዚ ትሕዝቶ ሓበሬታ ክህበኩም እዩ።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

Indoor image of happy mature Asian women using phablet with her teenage daughter in her domestic room. Source: E+
Published
Source: SBS
Share this with family and friends