Source: Twitter Global Sports Commሰሙናዊ መደብ ስፖርት (30/39/2019) ኣብ ሴካፋ ት23 መንእሰያት ትሳተፍ ዘላ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣደናቒ ምረሽኣ ብምቕጻል ናብ ፍርቂ ፍጻመ ሓሊፋ፡ ቀነኒሳ በቀለ ማራቶን በርሊን ተዓዊቱ፡ ክልተ ካልኢታት ጥራይ ሓጺርዎ ግን ሓድሽ ክብረወሰን ከመዝግብ ኣይከኣለን፡ ሓያሎ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ግጥማት ሻምፒዮና ዓለም ኣትለቲክስ ዶሓ 2019 ብምኽንያት ልዑል መጠን ጠሊን ሙቐትን ውድድር ኣቋሪጸን፡ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ አብ ሻምፒዮና ዓለም ዮርክሻየር ብሰንኪ ዝናብን ዕልቕልቕን ውድድሮም አቋሪጾም፡ ሊዮነል መሲን የርገን ክሎፕን ብሉጻት ተጻወታይን ኣሰልጣንን ዓለም ናይ ዝሓለፈ ዓመት ተባሂሎም ተሰሊሞም
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (30/39/2019) ኣብ ሴካፋ ት23 መንእሰያት ትሳተፍ ዘላ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣደናቒ ምረሽኣ ብምቕጻል ናብ ፍርቂ ፍጻመ ሓሊፋ፡ ቀነኒሳ በቀለ ማራቶን በርሊን ተዓዊቱ፡ ክልተ ካልኢታት ጥራይ ሓጺርዎ ግን ሓድሽ ክብረወሰን ከመዝግብ ኣይከኣለን፡ ሓያሎ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ግጥማት ሻምፒዮና ዓለም ኣትለቲክስ ዶሓ 2019 ብምኽንያት ልዑል መጠን ጠሊን ሙቐትን ውድድር ኣቋሪጸን፡ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ አብ ሻምፒዮና ዓለም ዮርክሻየር ብሰንኪ ዝናብን ዕልቕልቕን ውድድሮም አቋሪጾም፡ ሊዮነል መሲን የርገን ክሎፕን ብሉጻት ተጻወታይን ኣሰልጣንን ዓለም ናይ ዝሓለፈ ዓመት ተባሂሎም ተሰሊሞም