Source: Asmarinoዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (28/11/2019) * እቲ አከራኻሪ ዝኾነ ‘ሮቦደት’ ተባሂሉ ዝጽዋዕ መንግስቲ ዝጥቀመሉ መስርሕ ምእካብ ዕዳ ፈደራላዊ ቤት ፍርዲ ዘይሕጋዊ’ዩ ኢልዎ። * ፖሊስ ኣባላቱ ናብ’ቲ ብአደምቲ ተኸርዲኑ ዘሎ ሆንግ ኮንግ ዩኒቨርሲቲ ሎሚ ሓሙስ ክኣትው ምዃኖም ኣጠንቂቑ። * ኬንያ ኣብ መንጎ ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴንን ግዝአት ሶማልያ ጁባላንድን ዝተኻየደ ርክብ ብምእንግዳ ኢትዮጵያ ስግኣት ሓዲርዋ፡ * መስራትን ኤዲተርን አሰና ቲቪ አማኑኤል ኢያሱ ብ‘ተጣባቒ ደጋፊ መንግስቲ ኤርትራ’ ተባሂሉ ዝግለጽ ሓደ ሰብ አብ ለንደን መጥቃዕቲ ወሪድዎ፡
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (28/11/2019) * እቲ አከራኻሪ ዝኾነ ‘ሮቦደት’ ተባሂሉ ዝጽዋዕ መንግስቲ ዝጥቀመሉ መስርሕ ምእካብ ዕዳ ፈደራላዊ ቤት ፍርዲ ዘይሕጋዊ’ዩ ኢልዎ። * ፖሊስ ኣባላቱ ናብ’ቲ ብአደምቲ ተኸርዲኑ ዘሎ ሆንግ ኮንግ ዩኒቨርሲቲ ሎሚ ሓሙስ ክኣትው ምዃኖም ኣጠንቂቑ። * ኬንያ ኣብ መንጎ ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴንን ግዝአት ሶማልያ ጁባላንድን ዝተኻየደ ርክብ ብምእንግዳ ኢትዮጵያ ስግኣት ሓዲርዋ፡ * መስራትን ኤዲተርን አሰና ቲቪ አማኑኤል ኢያሱ ብ‘ተጣባቒ ደጋፊ መንግስቲ ኤርትራ’ ተባሂሉ ዝግለጽ ሓደ ሰብ አብ ለንደን መጥቃዕቲ ወሪድዎ፡