SKIP TO MAIN CONTENT

ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢስጳኛ ወዲቑ ውድድሩ ኣቋሪጹ፡ ከቢድ ሓደጋ ግን ኣይወረዶን

La Vuelta Espana Stage 19
Source: Heraldpublisist

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (16/09/2019) ቅድድም ብሽክለታ ላቩወልታ ኢስፓኛ ተዛዚሙ፡ ኤርትራዊ ኣማኑኤል ገ/ሄር ወዲቑ ውድድሩ ከቋርጽ እንከሎ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ወዲኡ፡ ኤርትራዊ ፔትሮ ማሙ ኣብ ኣኽራናት ኢጣልያ ኢትዮጵያዊት ብርሃነ ዲባባ ኸኣ ኣብ ፍርቂ ማራቶን ኮፐንሃገን ተዓዊቶም፡ ፈደረሽን ኣትለቲክስ ኢትዮጵያ ዝርዝር ተሳተፍቲ ኣትሌታት ኣብ ሻምፒዮናታት ኣትለቲክስ ዓለም ዶሓ 2019 ኣፍሊጡ፡ ኣብ መባእታዊ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ቐጠር ኤርትራ ኣብ ናሚብያ 2-0 ተሳዒራ ብውህሉል ውጽኢት 4-1 ናብ ዝቕጽል ምድባዊ ግጥማት ከይሓለፈት ተሪፋ፡ ሩዋንዳ ሻምፒዮና ዓለም ቅድድም ብሽክለታ 2025 ከተአንግድ ጠለብ ኣቕሪባ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (16/09/2019) ቅድድም ብሽክለታ ላቩወልታ ኢስፓኛ ተዛዚሙ፡ ኤርትራዊ ኣማኑኤል ገ/ሄር ወዲቑ ውድድሩ ከቋርጽ እንከሎ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ወዲኡ፡ ኤርትራዊ ፔትሮ ማሙ ኣብ ኣኽራናት ኢጣልያ ኢትዮጵያዊት ብርሃነ ዲባባ ኸኣ ኣብ ፍርቂ ማራቶን ኮፐንሃገን ተዓዊቶም፡ ፈደረሽን ኣትለቲክስ ኢትዮጵያ ዝርዝር ተሳተፍቲ ኣትሌታት ኣብ ሻምፒዮናታት ኣትለቲክስ ዓለም ዶሓ 2019 ኣፍሊጡ፡ ኣብ መባእታዊ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ቐጠር ኤርትራ ኣብ ናሚብያ 2-0 ተሳዒራ ብውህሉል ውጽኢት 4-1 ናብ ዝቕጽል ምድባዊ ግጥማት ከይሓለፈት ተሪፋ፡ ሩዋንዳ ሻምፒዮና ዓለም ቅድድም ብሽክለታ 2025 ከተአንግድ ጠለብ ኣቕሪባ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now