Eritrean and Ethiopian Ambassadors argue Source: KTNላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ኤርትራ ንህሉው ኩነታታ ሃገሮም ኣመልኪቶም ንመራኸቢ ብዙሃን ዓለም ካብ ናይ ቅድሚ ሕጂ ዝተፈልየ ሓበሬታታት ክህቡ ይራእዩ ኣሎዉ። መርማሪ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት; ኣብ ኤርትራ ገበናት ኣንጻር ሰብኣዊነት ከምዝተፈጸመ; ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ንሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ዘሰንበደ እዩ ዝመስል።
ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ኤርትራ ንህሉው ኩነታታ ሃገሮም ኣመልኪቶም ንመራኸቢ ብዙሃን ዓለም ካብ ናይ ቅድሚ ሕጂ ዝተፈልየ ሓበሬታታት ክህቡ ይራእዩ ኣሎዉ። መርማሪ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት; ኣብ ኤርትራ ገበናት ኣንጻር ሰብኣዊነት ከምዝተፈጸመ; ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ንሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ዘሰንበደ እዩ ዝመስል።