A view of St. Sebastian's Church damaged in blast in Negombo, north of Colombo, Sri Lanka, Source: AAPኣብ ስሪላንካ ዝተፈጸመ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ኣብ ኣመንቲ ክርስትያን ዝዓለመ መጥቃዕቲ ምዃኑ ኪኢላታት ገሊጾም። መንግስቲ ስሪላንካ ብወገኑ እቲ መጥቃዕቲ ቦምባ በቲ ካብ ኣህጉራዊ መርበብ ደገፍ ዘለዎ፡ ንሓወልቲታት ቡዱሃ ብምዕናው ዝፍለጥ ሕሉፍ እስላማዊ ሃገራዊ ተዋሂዝ ጃማዓት ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ክብል ገሊጽዎ ኣሎ።
ኣብ ስሪላንካ ዝተፈጸመ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ኣብ ኣመንቲ ክርስትያን ዝዓለመ መጥቃዕቲ ምዃኑ ኪኢላታት ገሊጾም። መንግስቲ ስሪላንካ ብወገኑ እቲ መጥቃዕቲ ቦምባ በቲ ካብ ኣህጉራዊ መርበብ ደገፍ ዘለዎ፡ ንሓወልቲታት ቡዱሃ ብምዕናው ዝፍለጥ ሕሉፍ እስላማዊ ሃገራዊ ተዋሂዝ ጃማዓት ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ክብል ገሊጽዎ ኣሎ።