Tigray youth in Aus (SBS Tigrinya) Source: Tigray youth in Aus (SBS Tigrinya)11 ለካቲት፡ ህዝቢ ትግራይ ዕጥቃዊ ቃልሲ ዝጀመረሉን ህወሓት ዝተወልደሉ ዕለትን ብዝብል ኣብ መላእ ትግራይ በብዓመቱ ይኽበርዩ። ሎሚ ዓመት ነዚ በዓል ንምኽባር ብዙሕ ምድላዋት ይግበር ኣሎ። መንእሰያት መቐለ ነዚ በዓል ብዝተፈላለየ ስሚዒት ከምዝዝክርዎ ንረዲዮ ኤስ.ቢ. ኤስ ገሊጾም፡ ንተጋድሎ ህዝቢ ትግራይ ብኽብሪ ክዝክርዎ ከለዉ፡ ነቲ ንሱ ዝወለዶ ኣብዚ እዋን ዘሎ ስር ዓትን ጸገማቱን ሕርኽርክ ዝበለ ስሚዒት ከምዘለዎምዮም ኣንጸባሪቖም። ንርእይቶታት እቶም መናእሰይ ንምስማዕ ኣብዚ ጠዉቑ፡፣
11 ለካቲት፡ ህዝቢ ትግራይ ዕጥቃዊ ቃልሲ ዝጀመረሉን ህወሓት ዝተወልደሉ ዕለትን ብዝብል ኣብ መላእ ትግራይ በብዓመቱ ይኽበርዩ። ሎሚ ዓመት ነዚ በዓል ንምኽባር ብዙሕ ምድላዋት ይግበር ኣሎ። መንእሰያት መቐለ ነዚ በዓል ብዝተፈላለየ ስሚዒት ከምዝዝክርዎ ንረዲዮ ኤስ.ቢ. ኤስ ገሊጾም፡ ንተጋድሎ ህዝቢ ትግራይ ብኽብሪ ክዝክርዎ ከለዉ፡ ነቲ ንሱ ዝወለዶ ኣብዚ እዋን ዘሎ ስር ዓትን ጸገማቱን ሕርኽርክ ዝበለ ስሚዒት ከምዘለዎምዮም ኣንጸባሪቖም። ንርእይቶታት እቶም መናእሰይ ንምስማዕ ኣብዚ ጠዉቑ፡፣